1 ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ግብሪ ከፈለቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ይዕድም
ተቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት/ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ |
1 | ግልጋሎት ሪከርድ ማህደር ሕትመት | · ሳይዝ 35x50 ሳሜ · ናይ ዉሽጢ ዓዲ · 250 ግራም · ሐደ ገፅ ፕሪንት · ኣብ መዕፀፊ ፕላስተር · ብተወሳኪ ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 10000 |
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 13/7/2016 ዓም ዕለት 17/7/2016 ዓም ተዓፅዩ ዕለት 18/6/2016 ዓም ዕለት ሰዓት 3:00 ይክፈት
5 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ
6 ዘሸነፈ ተወዳዳሪ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተዉሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
7 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቅርቡ አለዎ
8 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ከም ዉዕሊ የገልግል
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344404715
ድሕሪት