ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዉራ ኣብ 2016 ዓም ካብ መደባኛ በጀት ኣብወረዱ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ መኪና ጎማና ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ኣብ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ናይቲ ዘፈር መቅረባይነት : ፍቃድ ንግዲን : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብን ኣብ ኤሌክትሮኒክስ ዝወዳደር ድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ

2 መከበሪ ጨረታ ንመሰራሒ ፅሕፈት ብነፃ : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 12000/ ዓሰርተ ክልተ ሽሕ ቅርሺ / : ናይ መኪና ጎማና ካላማደሪያን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብነፃ ኮይኑ ብጥረ ገንዘብ ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክን ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ በቢምድቡ ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫራታይ ጨረታ ምስ ሰዓራ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ሒዙ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ድሕሪ ሰለስተ ናይ ጥርዓን መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር

4 እቲ ግልፂ ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ወይድማ ምስተነፀረ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 15 ተከታታሊ መዓልቲታት ዝሰዓሮ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

5 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ ዉዕሊ እንድሕር ዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ናብ ካዝና መንግስቲ ኣታዊ ይከዉን

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቤት ፅሕፈት ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 10/7/2016 ዓም ክሳብ 24/7/2016 ዓም ሰዓት 1130 እንትከዉን ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ ዕለት 25/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 25/7/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ንጉሆ ኣብ ከተማ ሸረ ግዜያዊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዉራ ይከዉን

8 ሰነድ ጨረታ እንተይተገናፀለን ብክልተ ቅዳሕ ተዳሊዉ በበይኖም ብፖስታ ተዓሺጎም ዋናን ተባሂሉ ሽም ፊርማ :ማህተም ተጫራታይ ተገይርሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዉራ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ አለዎም

9 ናይ ንብረት መረከቢ ቦታ ኣብ ከተማ ሽረ ግዜያዊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዉራ ኮይኑ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቢኒያም መሓሪ ጋራጅ ይከዉን

10 ሰዓራይ ተወዳደሪ ንዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ግዚኡ ኣታዊ እንተይዘይገሩ ኣታዊ ካብ ዘይገበሪ ጠቅላላ ዋጋ 1/1000 በቢ መዓልቱ ዝቅፃዕ ይከዉን

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ነፀላ ኣቅሓ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ይኩን ናይ ምቅናስ መሰል አለዎ

12 እቲ ቤት ፅሐፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914748805 / 0914177580

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (59)
    • ኮንስትራክሽን (1051)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4464)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (513)
            • ህንፃ መሳርሒ (7198)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (181)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (78)
                            • ፈርኒቸር (1284)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (89)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (427)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2990)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1661)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1187)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8598)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (836)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s