ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞኮኒ ንዘፈር ቁጠባ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 18, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 18, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 11/6/2016 ዓም ክሳብ 18/6/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እናዳሞከኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን መፂእኩም ክትወስዱ ከምእትክእሉ ንሕብር

 ተጫረቲ ተማልእዎ ዝግባእ ረቆሒታት

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዝለዎም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ታሕሳስ 2016 ዓም ዲክለር ዝገበሩ

3 መከበሪ ጨረታ ብር 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ እዉን ብስፒኦ ከቅርቡ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 18/6/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ዕለት18 /6/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብዝትረከብሉ ይከፈት

5 ተጫረቲ ወይ ወኪል የለን ተባሂሉ ዘይተከፈተ ዝተረፈ ጨረታ ሰነድ የለን

6 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኖም ምስተገለፀ ድሕሪ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ዉዕሊ ዝኣስሩ

7 ተጫረቲ ዉዕሊ ኣይአስርን እንተይሎም ዘትሓዝዎ መከብሪ ጨረታ ይዉረስ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ነፀላ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ተቀባልነት የብሉን

10 ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

11እቲ ፖስታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞከኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ ክልተ ዘሎ ሳንዱቅ ኣታዊ ይግበር

12 ሰዓርቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞከኒ አታዊ ይገብሩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914165795

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s