ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገሉ ንብረታት ብጭረታ መልክዕ ክትሸይጥ ስለ እትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 8, 2016 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 18, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገሉ ንብረታት ብጭረታ መልክዕ ክትሸይጥ ስለ እትደሊ ኣብ'ቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረትቲ ንሕድሕድ ንብረት አትገዝእሉ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ገይርኩም እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 17 ጥሪ 2016ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ናይ ንግሆ ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልታት ናብ ቢሮ ቁፅሪ 113 ክተቕርቡ ንዕድም:: ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 18 ጥሪ 2016ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ንግሆ ኣብ ቤት ናይ ፅሕፈት ማረት መቐለ ምዃኑ እናገለፅና እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ ንግልፅ፡፡

መተሓሳሰቢ

• ሕድሕድ ተጫራቲ ዘይምለስ ብር 200.00 ብምኽፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ክልል ቤት ፅሕፈት ማረት ቢሮ ቁፅሪ 113 ክወስድ ይኸእል፡፡

• ተጫረትቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ብር 10,000.00 ብሲፒኦ መልክዕ ከትሕዙ ከምዝግባእ ንገለፅ፡፡

• ጨረታ ዝሰዓረ ተጫራቲ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ንብረቱ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልታት ጠቕሊሉ እንተዘይኣልዒሉ ዘትሓዞ ሲፒኦ ኣታዊ ኮይኑ ጨረታ ከም ዝስረዝ ነፍልጥ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ