በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም :-
❖ ናይ2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቀድ ዘለኩም ።
❖ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብመቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ2016ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ።
❖ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (Tax identification Number) ዘቐርቡ ተወዳደርቲ ።
❖ ነቶምኣብላዕሊዝተጠቐሱረቑሓታት እተማልኡ ተወዳደርቲ መረዳእታኹም ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ዋጋ መሊእኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት30/04/2016ዓ.ም ክሳብ ዕለት02/05/2016ዓ.ም ሰዓት 11:30 ናይ ምሽት ኣብ ዘሎ ጊዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓዉልቲ ኣብ ዝርከብ ኣብ ከባቢ ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ዘሎ ሰናይ ዘበን ዝርከብ ህንፃ 2 ደብሪ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ቢሮ ቁፅሪ 10 ኸተቕርቡ ንዕድም።
❖ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 03/05/2016ዓ/ም ሰዓት 3:30ናይ ንጉሆ ይከውን።
❖ ዝልእኹምዎ ዶኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ገይርኩም ክተታሓሕዙ ኣለኩም ።ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከም ዝኸውን ነፍልጥ፡
❖ ፕሮፎርማ ኣብ ሞንጎ መቅረባይን ቤት ዕዮን ምውዕዓል ከአድለየ እቲ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
❖ እቲ እትመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እንተናአሰ ፕሮርማ ካብ ዝተካፈተሉ 7' ናይ ስራሕ ማዓልትታት ይከውን።
❖ ተጠቃሚ ኤጀንሲ ዘድሊ ግልጋሎት እንተዘይ ረኺቡ ክፍሊት ክፍፅም አይግደድን።
❖ ኤጀንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
ተ. | ዓይነት ንብረት | መ ፍለይ | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
01 | ጎማ ድሕሪት ምስ ካለ ማደርያ | 4-10-18 | ሴት | 01 | BMP moter | ||
02 | ጎማ ቅድሚት ምስ ካለ ማደርያ | 2-75-21 | ሴት | 01 | BMP moter | ||
03 | ካንዴላ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | BMP moter | ||
04 | ፍርስዮን ኬብል | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | BMP moter | ||
05 | ፍሬን ሻራ ድሕሪት | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | BMP moter | ||
06 | ፍሬን ሻራ ቅድሚት | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | BMP moter | ||
07 | ፍራቻ ድሕሪት | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 02 | BMP moter | ||
08 | ማኔላ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | BMP moter | ||
09 | ባትሪ | ቁፅሪ | 02 | BMP moter |
ንተወሳኺሓበሬታ: ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ኣብ ዝርከብ ናይ ሰናይ ዘበን ህንፃ 2' ደብሪ ናብ ዳይሬክቶሬት ዳ/ር ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 10 ብኣካል ብምቕራብ ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 0342406363 ምሕታት ይከኣል።