ተቁ | ዓይነት ንብረት | ስፔስፊኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | መብርሂ |
1 | ሚኒሞ | ንፅል | 1 | |||
2 | ፒስቶን ሪንግ 025 | ንፅል | 2 | |||
3 | ድሕሪት ፍራቻ | ንፅል | 1 | |||
4 | ጎማ ድሕሪት | ብርጅስቶን | ንፅል | 1 | ||
5 | ጎማ ቅድሚት | ብርጅስቶን | ንፅል | 1 | ||
6 | ኣቸራተር ኬብል | ንፅል | 1 | |||
7 | መጋዝ ድሕሪት | 49 | ንፅል | 1 | ||
8 | መጋዝ ቅድሚት | 16 | ንፅል | 1 | ||
9 | ጋስኬት ስሊንደር | ንፅል | 1 | |||
10 | ፍሬን ሻራ ቅድሚት | ንፅል | 1 | |||
11 | ፍሬን ሻራ ድሕሪት | ንፅል | 1 | |||
12 | ማኔላ ስታርተር | ንፅል | 1 | |||
13 | ፍራቻ ቅድምት | ንፅል | 1 |
1 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ከቅርቡ ዝክእሉ
2 እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 25/4/16 ዓም እስካብ ዕለት 30/4/2016 ዓም ናብ ዝተደለወ ጨረታ ሳንዱቅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ምስ ኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 30/4/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ትዓፂዉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ድማ ይክፈት
3 እዚ ፕሮፍርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገደድን እዩ
4 እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቀስ ስፔስፊኬሽን መሰረት ክክዉን ይግባእ
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዘቀመጦም ረቆሒታት ንዘይተማልኡ መቅረቢት ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ንገብር ምካና ኣጥቢቅና ነተሐሳሳብ
6 ኣድራሽና ኣብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ
ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ኮይኑ ከከም ኣድላነቱ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ቤት ፅሕፈት ይከኣል እዩ
ድሕሪት