ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ዝተፈላለየ ዓይነታት በዝሒን መጠንን ዘለዎ ጎማታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 29, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:---
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 29, 2016 09:01 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ብመሰረት እዚ ክተቅርቡ እትደልዩን/ እትክእሉን ተጫረቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 17 ታሕሳስ 2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዓም ክሳብ 29/ታሐሳስ/2016 ዓም ላጪ ካብ ዝረከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ክፍሊ ዕደጋ ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረት ዝሓዘ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ንዕድም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ