ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ናይ መኪና ኣቅሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘለማእ ነጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክወዳደር ይክእል
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2016 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተቁ

ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት

ዝርዝር መግለፂ

መዓቀኒ

በዝሒ

ነፃለ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ፍዉል ፓምፕ

ናይ ፔጆ 301

ቁፅሪ

01

2

ጎሚኖ

ናይ ፔጆ 301

ቁፅሪ

01

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባየነት ሰርተፈኬት ናይ ድርጅት በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

2 እቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ካብ ዕለት 15/4/2016 ዓም ክሳብ 17/4/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 18/4/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅ/ት ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከዉን

3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፍቲ መዓልቲ ቀዳምን ሰነበትን ወይ በዓል እንተወዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት

4 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግሉን የገድድን እዩ

5 ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬት ዝሐለወ ዘየረከብ መቅረባይ 10 ሚእታዊ ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ 0344417910

ድሕሪት
ጨረታ መደብ