ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት እተማልኡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  1. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም
  2. ናይ 2008 ዓም መቅረባይነት ካርዲ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት ዘቅርብ
  3. መለለዩ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል
  4. ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  5. ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  6. ናይዚኦም ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል
  7. መጠን መክበሪ ጨረታ

 ናይ አሌክተሮኒክስ ፡ናይ ኤለክትሪክ ፡መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኣቁሑት ፅሬት ብር 3000

 ናይ ኮምፒተር ፡ፎቶኮፒ ማሽን ፡ፕሪንተራትን ተዛመድቲ አቁሑትን፡ ወርክሾፕ ን ስልጠና   ትምህርቲ ፡ዕጥቅታት ስፖርት ፡ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሑትን 3000 ቅርሺ ይከዉን

  1. ዝርዝር ንብረት ዝሓዘ ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 7 ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 2 መጋቢት 2008 ዓም ክሳብ 16 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓተ 11፡30 ዘይምለሰ 40 ቅርሺ እናከፈልኩም ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ መመልኢ ዋጋ ቅጥዒ Â ዋጋ ዝትማልአ ዝሓዘ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖሰታ ዋና ጥራሕ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል
  2. ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ሳንዱቅ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ክሳብ ዕለት 19 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 2 ፡59 ናይ ንጉሆ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ በቲ ዕለት ኮይኑ ሰዓት 3፡00 ንጉሆ ይከዉን ዝክፈተሉ እዉን በቲ ዕለት እዉ ሰዓት 3፡15 ንጉሆ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይምርካቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት አይተአጋጎልን
  3. እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

0344442182 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s