ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህንፃ መስርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዝምልከተኩም ምቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ነጋዶ ከማልእዎ ዝግባእ ረቐሒ

1 ናይ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን 2008ዓ/ም ዘሐደሰን

2 ቲን ናምበርን ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ዘቕርብን

3 ተወሳኪ እሴት ታክሲ /ቫት/ ተመዝጋቢ ዝኾነ

4 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 28/06/2008 ዓ/ም ክሳብ 12/07/2008 ዓ/ም ዘይምለሰ ብር 20.00 ብምክፋል ካብ ቤት ህንፀት ማይጨዉ ፋ/ዕ/ንብ/ ምም /ርን ቢሮ ቁፅሪ 5ተ ምዉሳድ ይከኣል

5 መኽበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ /ብር 3000.00 ከቅርብ ዝኽእል

6 ተወዳደርቲ ዝትመልእ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣብ ማይጨዉ ቤት ህንፀት ፋ/ዕ/ንብ/ ምም /ርን ቢሮ ቁፅሪ 5ተ ምአታዉ ይከኣል

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/7/2008 ዓም ሰዓት 6:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 8:00 ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ይረከቡ ኣይረከቡ ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ ኣይህሉን

8 መጫረቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 ናይ ስረሕ መዓልቲ ይከዉን

9 አሸናፊ ዝኾነ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእከል ድሕሪ 3ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ዉዕል ከአስር ዝክእል ዉዕል እንተዘይኣሲሩ ንጨረታ መኽበሪ ገንዝብ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ይከዉን

10 እቲ ንብረት ብባዓል ሞያ ተፈቲሹ ካብ እስፐስፊኬሽን ወፃኢ እንተኾይኑ ዘይንቕበል ምኻኑ ንሕብር

11 መስራቤትና ኣብ በዝሒ ንብረት 20% ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ

12 መስራቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

  ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0347770276 ወይ 0348770046 0914106000 ምሕታት ይከኣል

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s