ቢሮ ፀጥታ ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ብናይ 2013ዓ/ምበጀት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝወዕል ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ከምዝስዐብ ይኸዉን 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ፅሬት መሳርሒ 3 ሕትመት/ፓዳት/ ስራሕቲ ሎት4 ናይ ሚሊተሪ ደንቢ ክዳዉንቲን ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2013ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ ዝኽእል

2 ቲን ናምበር ዘለዎን ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ቫት ዝተመዝገበን

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነት ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 5000.00 ብሽም ቢሮ ፀጥታ ምም/ር ክ/ትግራይ ከትሕዝ ዝኽእል

5ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተ/ሃይማኖት ቤተ ክርስትያን ፊት ንፊት ቢሮ ቁፅሪ 25 50 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትይክእሉ

6 መኸበሪ ዉዕሊ 10 ሚኢታዊ ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ከትሕዝ ዝክእል ዉዕሊ ኣሲሩ አታዊ ዝገብርን

7 ቢሮና ካብቲ ዝፍፅሞ ግዝኢት 20 ሚኢታዊ ምዉሳክ ምቅናስን ጠቂሊሉ ምስራዝ ዝኽእል ምኻኑ

8 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ 11/02/2013ዓ/ም ክሳብ 25/02/2013ዓ/ም ይፀንሕ

9 እቲ ጨረታ ዝእሸገሉ ዕለት 25/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እነተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 99 47

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s