ንመሳርሒ ፅሕፈት ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይኽፈት
ናይ ሞተር ስፔር ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይኽፈት
1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ዘለኩም
2 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም
3 ቲን ካርድ መረዳእታ ዘለኩም
4 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ከምኡዉን ድማ ናይ ወርሒ ሰነ ዲክለር ዝገበርኩም
5 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት አተሓሒዙ ዘቅርብ ፣ ቲን ናምበር ዘቅርብ
6 ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መኸበሪ 6000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ወይ ሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
7 ካብ 26/01/2013ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ከ/ስ/ዕ/ዕ/ን/ምም/ርን ቁፅሪ 01 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
8 ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክመንት ብምምላእ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቁፀሪ 01 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ
9 ንመሳርሒ ፅሕፈት ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይኽፈት
10 ናይ ሞተር ስፔር ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይኽፈት
11 ጨረታ ዝሰዓረ ዉዕሊ እንትኣስር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል
12 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 67 00 78/
ድሕሪት