ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ኣብ ከተሙኡ ንዘሎ ፀገማት ፣ ናይ ኮምፕተራት ፣ ጣዉላን ዉፅኢት ፈርኒቸር ወይ እዉን ናዉቲ ቤት ዕዮን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን፣ ንምፍታሕ ሕጋዊ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት መቕረባይነት

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ ወርሒ ነሐሰ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ጨረታ ካብ 26/01/2013ዓ/ም ክሳብ 05/02/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 እቲ ጨረታ 06/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

6 መኸበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ /03 43 24 00 11

ድሕሪት
ጨረታ መደብ