ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ናይ በጀት ዓመት 2013 ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀንደር J315 ባክ ሎዶር እስፔር ፓርትን ክዕድግ ስለ ዝደለየ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1/ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝገቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 15/01/2013 ክሳብ 29/01/2013 ንሕድሕድ ዘይምለስ 50ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/01/2013 ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረትቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ኣድራሻና - ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቀለ 03 ቀበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ

ተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44- 40 73 35 ምርካብ ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ