ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣባባ ቦሌ ክፍለ ከተማ ወረዳ 3 ዝርከብ ድምር ስፍሓት 2000 ካሮ ዝዓረፎ ቤዝመንት ሓዊሱ በዓል 11 ደብሪ ህንፃ ኣዉትሶርስ ዉክልና ሂባ ክተመሓድሮ ስለ ትደሊ ንክትዳተፉ ትዕድም

1 ንማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝሓሸ ገንዘብ ዘምፅኦ

2 ናይ ኣፓርታማ ወይ ተመሳሳልቲ ትካላት ናይ ምምሕዳር ልምዲ ዘለዎ

3 እቲ ህንፃ ምስ ዓለም ለኸዊ ትካላት ንግዲ ብሓድሽ ድህረ ገፅ ዘፍልጥ

4 ብዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ ክቅርቡ ዝኽእሉ

5 ቫት ተመዝገብትን ናይ ዘመኑ ቫት ዲክለራስዮን ከቕርቡ ዝኽእሉን

6 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎም

7 ኣብቲ ህንፃ ናይ ዲዛይን ለዉጢ እንተይገበረ ንዝተፈላለዩ ዓላማታት ከስርሕ ዝኽእል

8 ስሩዕ ፅገና እናገበረ ዘመሓድር

9 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብሽም ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብስፒኦ ብር 300,000 ክትሕዝ ዝክእል

10 ሰነድ ጨረታ ካብ 14/01/2013ዓ/ም ክሳብ 04/02/2013ዓ/ም ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 430 ወይ ድማ ከተማ ኣዲስ ኣባባ ቦሌ መድሃኔ ኣለም ዝርከብ ህንፃ ህድሞና ታወር 7ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 12 ምዉሳድ ይኻእሉ

11 እቲ ጨረታ 04/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ይኽፈት

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 09 11 35 79 04/03 44 40 69 44

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s