- ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2008 ዓም፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
- Â ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
- ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
- Â ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኬዝ ቲም ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 10 ካብ 7 ለካቲት 2008 ዓም ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል
- Â Â ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን 22 ለካቲት ታሕሳስ 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ተመራፂ ይከዉን
- Â ዝምለስ መከበሪ ጨረታ ዉሕስና ቢድ ቦንድ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
- Â ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ብንፁር ናይ ሓደን ጠቅላላን ዋጋ መሊእኩም ክሳብÂ 22 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ናብቲ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ይግባእ
- Â ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ኣብ ነፍስወከፍ ገፅ ድማ ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ ይግባእ
- Â ተጫረቲ 10 ሚኢታዊ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ናይቲ ኣብ ጨረታ ዝሰዓርዎ ብምትሓዝ ጨረታ ምስዓሮም ካብ ዝፍለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ብዝተኣዘዘ ዝርዝርን በዝሕን ሰነድ ጨረታ መሰረት ከረክቡ ዝክእሉ
- Â እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ዝቀረቡ ዝርዝር ዓይነት ንብረት ክሳብ 20 ሚኢታዊ ወይ ክዉስክ ወይከዓ ክቅንስÂ ይክእል
- Â እቲ ቤት ፅሕፈት እዚ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
እቲ ንብረት ዝረገፈሉ ቦታ ድማ ጣብያ ማይዓፅሚ ምካኑ ንሕብር
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0346680319 /0346680276/ 0346280336ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት