ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሽ ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ከተማን ኣብ 2013ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4500.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 10:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብስራሕቲ ፅሬት ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ሓድሽ ፈቃድ ዘዉፅኡን

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑን ናይ መወዳእታ ቫት ሪፖርት ዘቅርቡን

4 ኦርጅናል ዶክመንትን ፎቶ ኮፒን ከቕርቡ ዝክእል

5 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቕርቡ ዝክእል

6 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ዝቀረበ ዋጋ ብዝተቀመጠ ስፔስፊኬሽን ከቕርብ ዝክእሉ

8 ተጫረትቲ 4500 ቅርሺ መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ናይ ዉዕሊ መኸበሪ ብ ስፒኦ ካብ ዘእተይዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝኽእሉ

10 ንጨረታ ሰነድ 100ቅርሺ ብምግዛእ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 105 ምዉሳድ ትክእሉ

11 ጨረታ ዕለት 26/01/2013ዓ/ም ሰዓት 09፡30 ተዓፅዩ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ በቲ መዓልቲ ሰዓት 10፡00 ይክፈት

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 034240563

ድሕሪት
ጨረታ መደብ