ኣብ መንጎ ናይ አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ አመልክቱ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 06:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ብሽም ኣፈ/ተከሳ ኣይተ ደስታ ገ/ኪዳን ሓጎስ ዝፈለጥ ቦታን ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ዝርከብ መዋሰኒኡ ብምብራቅ   ብምዕራብ መንገዲ ብሰሜን ብደቡብ ስፍሓቱ 175 ካ/ሜትር ኮይኑ ብመበገሲ ዋጋ ብር 10498/17.12/ ሓደ ሚሊዮንን ኣርባዓንን ትሽዓንተን ሽሕን ሽድሽተ ሚኢትን ሰብዓንን ሸዉዓተ ቅርሺ ነጥቢ ዓሰርተ ክልተ ሳንቲም/ ኮይኑ ቤት ፍርዲ ክጫረት ስለዝኣዘዘ ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት ድማ 17/02/2013ዓ/ም ካብ ሰዓት 3፡00 ክሳብ 6፡00 ኮይኑ ኣካል እንተሃልዩ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜን ቦታ ተተረኪቦም ንክጫረቱን ሰዓራይ ጨረታ ድማ 25% ከትሕዝ ዝክእልን  እተ ዝተረፈ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ጠቅሊሉ ክከፍል ዝክእል ምኻኑ ሓወልቲ ቤት ፍርዲ ኣፍሊጡ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ