ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ሕትመት መቕረብትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከሐተም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 12, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 13/12/2012ዓ/ም ሰዓት10፡00 ድ/ሰዓት

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 67 27

ድሕሪት
ጨረታ መደብ