መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ቀፂሉ ዝተጠቀሰ ንብረት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ስዕቦም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም ዓይነት ንብረት ጣዉላ መዐቀኒ ኪሎግራም በዝሒ 9ሺሕ ቦታ ዉቅሮ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 9, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 9, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ፣መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

2 ወረቀት ምስክር ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዋናን ቅዳሕን ብምትሕሓዝ ሰነድ ጨረታ ካብ 19/10/2012ዓ/ም ክሳብ 09/10/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት መቐለ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ክወስዱ ይክእሉ

3 ተጫቲ መኸበሪ ጨረታ 5,000.00 ብዝተዓሸገ ፖስታ ወይ ድማ ብስፒኦ ምስ ጨረታ ከተሓሕዙ ይግባእ

4 መዘካከሪ ጥረ ገንዘብ ይኩን ብፖስታ ዘይተዓሸገ ስፒኦ ከምኡ እዉን ካሊእ መኸበሪ ጨረታ ተቀባልነት የቡሉን

5 ሳንዱቕ ጨረታ 09/11/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድ/ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344406803

ድሕሪት
ጨረታ መደብ