ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ዝዉገዱ ናዉትታት ንሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲርና ብጨረታ ክንሸይጥ ስለዝደለና ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ናይ 2012ዓ/ም ዝታሃደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ ፣ መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ

2 ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ እቲ ንብረት ካብ ማእኸል ኤግዚብሽን ጠቕሊሉ ክወስድ ዝኽእል

3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም፣ ፌርማን ሰልኪ ቑፅርን ክህልዎ ይግባእ

4 እቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 10/10/2012 ክሳብ 18/10/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ንጉሆ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 40 25 29 / 03 44 41 41 90 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ