ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ቆጠብቲ እቶናት ባሕላዊ ምድጃ /ብረታ ብረት ስራሕ/ ምርጫዬ በዝሒ 400 ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክጋዕዝ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09

ድሕሪት
ጨረታ መደብ