ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ፣ ናይ መኪና ዲኮር/ጌጣጌጥ/ ፣ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 03:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 24/09/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 26/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57

ድሕሪት
ጨረታ መደብ