ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ሰንጠረዥ ንክትዕድግ ስለዝደለየት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

በዝሒ

1

ኣይል ፊልተየር

01

2

ፊል ፊልተር

01

3

ብሬክ ሹ

ሴት 1

4

ብሬክ ፓድ

ሴት 1

5

ቡሰት ኪት

02

6

ናክል እስትሪንግ

01

7

አፐር ኣርም ጃይንት

02

8

ለወር ኣርም ጆይንት

02

9

ኢንድ ሳብ ኣሳይ

02

10

ሊንክ ኣሰይ

01

11

ሊንክ አሰይ

01

ካብ ዕለት 21/09/2012 – 24/09/2012 ፕሮፎርማ እናመለእኩም ክተምፅኡ ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ