ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ንቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛታት ዘገልግሉ ናይ ደንቢ ክዳን ብፕሮፎርማ አወዳሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ናይ 2012ዓ/ም ዝታሃደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ

3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም፣ ፌርማን ሰልኪ ቑፅርን ክህልዎ ይግባእ

4 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል

5 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 10/09/2012 ክሳብ 14/09/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ንጉሆ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

6 ትካልና ዝቐሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 40 25 29 / 03 44 41 65 54 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ