ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ሕትመት በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 10, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 10, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቕረባይነት መስ ፕሮፎርማ ሰነድ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም

2 እዚ ፐሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 07/09/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 10/09/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 8፡30 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 10/09/2012ሰዓት 9፡00 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክዕርፈሉ ኣለዎ

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22

ድሕሪት
ጨረታ መደብ