ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑ (Construction materials ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 4, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 /100.00/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይኽእሉ

2  ተጫረቲ ንግዲ ፋቃድ ዝተመዝገበሉ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረጋገፂ መሉእ ዶክመንት ከቕርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሕጋዉነት ብዝተረጋገፀ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም

4 ተጫረቲ ዝጫረተሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ማለት 03/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 18/09/2012 ዓ/ም እዩ ዝዕፀወሉ ሰዓት ድማ ሓሙሽተ 5፡00 ናይ ንጉሆ ይከዉን

5 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 18/09/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይ ካዓ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

6 እቲ ድርጅት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ