ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለዉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

2 ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ ዝቐርብ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ ፣ ናይ ወርሒ ጥሪ ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ከተቕርቡ እትኽእሉ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000.00 ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ምልክታ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 07/08/2012 ክሳብ 20/08/2012ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 20/08/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሺጉ 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

6 ትካልና ካልእ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁ 03 44 41 85 56

ድሕሪት
ጨረታ መደብ