ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ መመዘኒ ረቋሒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 22, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት

  1.  ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ 2008 ዓ/ም ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩም ምኻንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ከምኡዉን ቫት ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ::
  2.  አብ 2008 ዝተሐደሰ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ መቀረባይነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ ዝኽእሉ::
  3.  TIN ምስክር ወረቐት ከምኡ እዉን ዲክለር ዝገበርኩምሉ  ማለት እዉን መዝገብ ዘወራረድኩምሉ ወረቀት ምስክር ዘለኩምን  ክተቅርቡ ትኽእሉ::
  4.  ተወዳደረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ  ብባንኪ ዝተረጋገፀ  CPO ብሽም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ 3000 ቅርሺ  ከትሕዝ ዝኽእሉ::
  5.  እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ 20 /04/ 08  ዓ/ም  ክሳብ 04 /05 /08 ዓ/ም  ይከዉን
  6.  ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/ 05 /08 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ  ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይክፈት  
  7.  ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ጨረታዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር /ብምኽፋል አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቑፅሪ 22 ይወስዱ ::
  8.  ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ከምእዉን ክሳብ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ይክእል እዩ::
  9.  ሰዓራይ ተጫራታይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት አብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ አታዊ ይገብር::እቲ ንብረት ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ኣታዊ ይከዉን

ቢሮና ዝርከበሉ ኣድራሻ ፊትለፊት ኣግኣዚ ባንኪ ጎኒ ዘዮርዳኖስ ሆቴል

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344409343 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ