ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ Tሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ፍሬም ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 9, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ሊቨረ ፣ ኢንሽራንስ

2 ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/06/2012 ዓ/ም እስካብ 09/06/2012 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

3 በፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/06/2012 ሰዓት 09፡00

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 09/06/2012 ሰዓት 09፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ