ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሊ ዝተዘርዘረ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ፣ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ

3 ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት

4ፕሮፎርማ ዕለት 10/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 ንተዋሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 43 46

ድሕሪት
ጨረታ መደብ