ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ስቴሽነሪ መቕረብቲ ኣቅሑትብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 30, 2012 05:03 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ፣ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ተወዳዳሪ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 30/05/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00

4 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416727

ድሕሪት
ጨረታ መደብ