ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት አቕሑት ክዕድግ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 05:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እቲ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩም ወይድማ ዘሐደስኩም

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን

4 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ካርዲ

5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 08/05/2012-14/05/2012እስካብ ሰዓት 5፡00 ቅ/ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 11 21

ድሕሪት
ጨረታ መደብ