1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቐፅሪ /TIN/
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ / VAT / ዝተመዝገብኩም መዃንኩም
5 ናይ ወርሒ ሓምለ 2008 ዓ/ም ወርሓዊ ዲክላራሲዮን
6 ኣብ ናይ መንግስቲ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ አለዎም
7 ንግልጋሎት ጋራዥ እዉን ናይ ጋራዦም ደረጃ 3ን ልዕሊኡን ንምዃኑ ብቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖርትን ዝተወሃበ ናይ ደረጃ መረጋገፂ ወረቐት ከቕርቡ አለዎም
8 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 05/04/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ኣትሒዞም ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምርካብ ይኽእሉ
9 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ
10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና 4,000 (አርባዕተ ሽሕ ብር ) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ
10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 0344418515 ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል
ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ወይ ታደሰ ሓጎስ ህንፃ ፊትለፊት
ድሕሪት