መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናዉቲ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መታወቂያን ፎቶኮፒን ዘቅርብ፤

2 ጨረታ ዝሰዓረ ፅፈቱ ዝሓለወ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

3 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር/

4 ናይቲ ንብረት ፅሬት ምስተረጋገፀ ገንዘቡ ዝወስድ፤

5  ካብ 10000 ንላዕሊ መኸበሪ ጨረታ ዝሰዓረ 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ታክስ ከፊሉ ደረሰኝ ዘቅርብ ወይ ክከፍል ፍቃደኛ ዝኮነ፤

6 ጨረታ ዝኣትወሉን ዘክፈተሉን ሮብዕ 06/05/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከቡሉ ይኸዉን

7 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ት/ቲ ምውሳድ ይከኣል፡፡

8 ቤት ትምህርትና ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ ኣይነገደድን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ