ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣብ ጣብያ ሓወልቲ ቁሸት ዓዲ ሓጎስ ኣሸብር ናይ ማይ መስመር ዝርገሐ ዋተር ባይንት ፣መዐደሊ ፣ መስተይ ከፍቲ ንክልተ ማንሆልን ብደረጃ 10 ኣናእሽተይን ልዕሊኡን ማይን ኮንስትራክሽንን ብCRJF በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ኣብ 2012ዓ/ም ሓደ ዓሚቕ ጉድጓድ መስተ ማይ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡን ብናይ ማይ ዃዕቲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ናይ ሳኒታሪ ስራሕቲ ከስርሕ ይደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ፣ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 10:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ናይ ሳኒታሪ ስራሕቲ ከስርሕ ይደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ፣ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 10:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
ኩባንያችን መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ (MIE) የተለያዩ መስፈርት ያላቸዉ ቦርሆል ወተር ሳፕላይ ሲስተም እና ወተር ትሪትመንት ፕላንት ( Borehole water supply and water treatment plant) የእቃ ኣቅርቦት ፣ የተከላ እና ሙከራ ስራ በጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ስለሚፈልግ ብቃት ያላቹ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርት የምታማሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛልዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
SAVE THE children/SCI/MFO is an international nongovernmental organization working to create lasting positive change in the lives of children in need. As part of its ongoing development program in Ethiopia, Save the children International Aksum Project Office /SC APO / invites all eligible contractors to bid Drilling and installation hand pump, of two shallow wells at bringa at central zone tigray regional state ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 10, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከ/ስ/ዕ/ምመ/ር/ን ንቤት ዕዮ ሃፍቲ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ሃፍቶም ኣብ 3ተ ቁሸታት ናይቲ ጣብያ ዝስራሕ ፕሮጀክት ማእከላይ ጉድጓድ ከስርሕ ዝክእል ብዉድድር ከጫርት ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ቆራሮጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
በኢፌዲሪ ሃይል ሰሜን አየር ምድብ ጠቅላይ መምርያ መቐለ በኣይናለም የሰራዊቱ መኖርያ ካምፕ አከባቢ ጥራቱን የጠበቀ የዉሃ ጉድጓድ በሙያዉ ላይ የተሰማሩትን ተወዳዳሪዎች ብግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ማስቆፎር ይፈልጋል ስለሆነም በጨረታዉ ለመወዳደር የምትፈልጉ በዘርፉ ላይ የተሰማራቹ የዘመኑን ግብር የከፈላቹሁ የዉሃ ቁፋሮ ድርጅቶች ለጨረታዉ ሰነድ መግዛት በሰንጠረዥ ላይ በተገለፀዉ ጊዜ መሰረት መወዳደር የምትችሉ መሆኑን እንገልፃለን ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
Ethiopian Catholic Church – Social and development Commission office Of Adigrat branch– mekelle sub branch now invites bidders for the procurement of WASH emergency project in afar regional state aballa & irebti woredas to construct reservoirs ,community distribution points cattle troughs & pipeline expansion to participating contractors fulfilling minimum criteria any contracting firm bidder should get bid documents approval of the legal criteria from ECC –SDCOAD / mekelle sub branch office ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012 04:01 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብናይ ፕሮጀክት ልምዓት ምንካይ ተፅዕኖ ስደተኛታት ማለት እዉን DRIDP ብዝተተሓዘ በጀት ዋንነቱ ናይ ሃፍቲ ማይ ማዕድንን ኢነርጅን ዝስራሕ ኣብቲ ወረዳ ጣብያ ሰላም ናይ መስተ ማይ ማእከላይ ጎዳጉዲ በፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ብናይ ማይ ጎዳጉዲ ካዕቲ ማለት እዉን ዋተር ዌል ዲሪሊንግ ፈቃድ ዘለዎም ኮንትራክተራት ከሰርሕ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን