ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኪራይ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ንሳልሳይ ግዜ ብዘዉፀእናዮ ፕሮፎርማ ብምዕዳም ሳዕሪን ተክልን ማይ ቦጥ ምስታይ ክሳብ ሰነ 30/2012 ዉዕሊ ንምእሳር ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻመኪና ክራይማሽነሪ ክራይዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለን ቤት ፕሮጀክት ቤት ፅሕፈት ም/ምትግባርን ሰፈር ልምዓት ፕላንን ቆፀራ ሃፍቲ መሬትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሚኒባስ ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስፖርት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓባይ ባስ ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ሳዕሪን ተክልን ማይ ቦጥ ምስታይ ክሳብ ሰነ 30/2012 ዉዕሊ ንምእሳር ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ሰለስተ 03 ናይ ፊልድ መኪና ክራይ ካብ 12-15 መዓልታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት መፅናዕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ ዳህሰሳ ከካይድ ስለዝደለየ 5ን ልዕሊኡን ሰብ ዝሕዛ ደረጀአን ዝሓለዋ ዘለወን ናይ ፊልድ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሴፍትኔት ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጋዕዝ ይደሊ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2012ዓ/ም ኣብ ኩለን ወረዳታት ከተማታትን እስካብ ቁሸታት ዳህሳስ መፅናዕቲ ማኑፋክቸሪንግ ንምክያድ ስለዝደለየ ነቶም ሰብ ሞያ ግልጋሎት ዝህባ ናይ ወፍሪ መካይን ኪራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 52 ወረዳታት ኣብ ኣስፋልትን ፀፀርን መንገዲ ዝርከባ አብያተ ትምህርቲ ሱፐርቪዥን መግበሪ ኣብ ፅብቕ ደረጃ ዝርከባ ቶያቶ ዳብል ካፕ ከከም ኩነታቱ ዝናዋሕ ን3ተ ወርሒ ዝፀንሕ ዉዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራ ዉዕል ክትኣስር ትደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን