ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ን2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓብይ ዓዲ ብጃይካን ክስራሕ ተታሒዙ ስለዘሎ ቅድሚት ቦታ ክንፀር ስለዝተደለየ ድሕሪ ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ዘሎ ሓመድ ናብ መሰናድኦ ናብ ኣንፈት ሰሜን ቅድሚ ሐዚ ቤት ህንፀት ዝነበረሉ ከባቢ ዝርከብ ሽንጥሮ ንምድፋእ ሲኖትራክ 16 ሜ3 ክትሕዝ ትክእል ብፀዓኒት ማለት ሎደር ከቅርብ ዝክእል በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ዕለት 27/09/2011 ክሳብ ዕለት 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ዝተወሰኑ ዞባታትን ከተማታትን ክልልና ንዝግበር ዳህሳስ ነቶም ሰብ ሞያ ግልጋሎት ዝህባ ናይ ፊልድ መኪና ግልጋሎት ትራንስፖርት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኢፋድ በጀት ኮድ ኢፋድ 1 ኣውቶብስ ክራይ ድሕንነተን ዝተሓለወ 48 ሰብ ዝሕዛ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክርከብ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ንናይ እቶት ምዕፃፍ 12 ነሓሰ 2011ዓ/ም ዝውዕል መዳበርያን ምሩፅ ዘርኢን ናብ 23 ጣብያታት ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ንምጉዕዓዝ ኣወዳዲሩ ከጋዓዕዝ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ል/እቶት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዘላታ ዘገልገለት ናይ ደረቅ ፅዕነት ኣይሱዚ ክተካሪ ስለዝደለየት ንክትወዳደሩ ትዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ንፊልድ ግልጋሎት ዝውዕል መኪና በዚ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ኣብ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ዝርከባ ወረዳታት ትግራይ ተዘዋዊርካ ምልከታ ንምግባር ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ናይ ሕትመት ውፅኢት ክብረ መዝገብን ሰርቲፊኬትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከጓዓዓዝ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መሳርሒ ላብራቶሪን ምክራይ መኪናን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 19, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ላብራቶሪይን መሳሪሒታተመኪና ክራይዕድጊት ኸቢደ መሺን
ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን