ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጣንቃምላሽ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ንወረዳና ዘለዋ መኪና ንምፅጋን ናይ ኢድ ዋጋ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ቤት ዕዮና ይዕድም በዚ መሰረት ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ወረድኡ ኣብያተ ዕዮ ናይ መካይን መፀገኒ ጋራዥ፣ ናይ እስራት ቀለብን አወዳዲሩ ዓመታዊ ከፀግንን ከመግብን ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ: ፀገዴጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትንፅገና ተሽከርካሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉለመከዳ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝርከባ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን መካይን ሰርቪስን ፅገናን ንምግባር ግልጋሎት በዓል ሞያ ጋራዥ ንምቅራብ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን ሞተር ሳይክላት ፅገና ሰርቪስን ንምግባር ግልጋሎት በዓል ሞያ ጋራዥ ንምቅራብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ፎቶ ኮፒ ማለት አዉን ቅዳሕ ንክረክባ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ንምቅራብ ከምኡ ድማ ኣብ ክልቲኤን ኣበያተ ፅሕፈት ፖሊስ ማለት እዉን ኣብ ወና ወረዳ ቤት ፅሕፈት ፋፂን ኣብ ኑኡስ ወረዳ ሰነያ ቤት ፅሕፈት ፖሊስን ብዝተፈላዩ ምክንያት ብገበን ተጠርጢሮም ንዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ቀለብ ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጉሎመከዳጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ ፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ ተሽከርከርቲ ቴዮታ መካይን ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ 2013ዓ/ም ከፀግን ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ እቲ ስዒቡ ዘሎ ረቃሕታት ክተማልእዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 24, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ዝተፈላለዩ ተሽከርከርቲ ሞተር ሳይክልን ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፎርማ ናይ በጀት 2013 ዓመት ክሳብ ሰነ 30/2013 ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዛላንበሳ ን 2013 በጀት ዓምት አብ ከተማኡ ኣብ ዝተፈላያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላየ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን መኻይን ሰርቪስ ፅገናን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ጋራዥ ግልጋሎት ንምቕራብ ዝተየፈለለየ ዓይነት ሞዴል ንዘለዎን ሞተር ሳይክላት ፅገናን ሰርቪስን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ግልጋሎት ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከቕርብ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 2 ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት 3 ናይ ላቫጆ ግልጋሎት 4 ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፅገና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮትፅገና ተሽከርካሪናይ ሕትመት ስራሕቲ
ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሎት 01 ናይ ደቂሶም ንዝሕኮሙ ሕሙማት ምግቢን ኣትክልትን ሸቀጣ ሸቀጥ ቅመማ ቅመምን በርበረን ግልፂ ጨረታ ሎት 02 ናይ ሽንትቤት ገንዳ ፈሳሲ ርስሓት ምምጣጥ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 03 ናይ በርበረን ጣፍን ዝጥሕን እንዳ መጥሓን መጥሓኒ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 4 ናይ ጋራዥ ተሽከርከርቲ ፅገና ጉልበት ናይ ኢድ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት6 ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ጋቦን ድሬፕ እና ካልኦት ስፌት ከስፊ ናይ ኢድ ዋጋ ዝክእል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ዝምልከቶም መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኣቅርቦት ምግቢ ፅገና ተሽከርካሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ማሽነርታት ሕፅቦ ማለት እዉን ራድያቶርን ጠቅላላ ናይ ማሽን ኣካል ኣብ ናይ ትካልና ጋራዥ ከፅርይ ስለ ዝደለየ አጎልግሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ን 1ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ብመሰረት እዚ ኣጎልግሎት ወሃብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ምር/ን ንዘለዎኦ መኪና ሰርቪስ ንምግባርን ንምፅጋንን ን2013 ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንናይ ጉልበት ዋጋ ምስ ጋራዥ ኣጫሪቱ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ