ትካልና ትግራይ ኩሉ መዳይ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ብክልል ቢሮ ንግድን ኢንድስትሪን ከተማ ልምዓትን ብዝተዉሃቦ ወረሓዊ ኮታ መሰረት ሽኮር ካብ ወይም ከሰም ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ዝተፈላለዩ ናይ ክልልና አወዳዲሩ ከጎዓዓዝ ይደሊ ሰለዚ ብደረቅ ፅዕነት ትራንስፖርት አገልግሎት ብቅዓት መረጋገፂ ዘለዎም ክወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 28, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 5, 2010 04:10 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ራያ ዩኒቨርስቲ የሰራተኞች ሰርቪስ መኪና ኪራይ : የደረቅ እንጀራ የግዥ ኣቅርቦት : የባልትና ዉጤቶች የግዥ ኣቅርቦት : የዳቦ ግዥ አቅርቦት: የኣትክልት ግዥ ኣቅርቦት : የማገዶ እንጨት ግዥ አቅርቦት : የፅዳት አገልግሎት ግዥ ኣቅረቦት በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 21, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 2, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ንሰራሕተኛታቱ ንበጀት ዓመት 2011 ዓም አገልግሎት ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 3, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ስሚንቶን ዘይትብልዒ ንዓፋር ድማ ስሚንቶ ዘጎዓዕዝ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም መጎዓዝቲ ( Transporter) ኣወዳዲሩ መስ ዝሰዓሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 16, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 21, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 20111 ዓም ንተሃነፅቲ ፅሩይ ማይ ዝሰተ ካብ ማይፈሳሲ ተምፅእ ልዕሊ 12 ሜትርኪቡ ንቦጥ መኪና ጥራሕ ክራይን ንፈቶ ምሕፃብ ጥራሕን ንዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናታት ቀለም ምምልእን ልዕል 3ይ ደረጃ ናይ ጋራጅ ፍቃድ ዘለዎም ንመካይን ንምፅጋንን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን2010 ዓም ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 15, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 2, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ኣብ ወረዳ ፀለምቲ ናይ ዝተፈላለየ ሴክተራት ቤት ፅሕፈታት ካብ መደበኛ በጀትን ገበርቲ ሰናይ በጀትን ኤሌክትሮኒክስን : ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ከምእዉን ካብ ከተማ መቐለ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ስሚንቶ ከጎዓዝ ስለዝደለየ ነዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 26, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 6, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ናብ ዝተፈላለያ ጣብያታት መዳባርያን ዘርእን ንምጉዕዓዝ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 18, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 5, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ደጎዓ ተምቤን ጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካልኣይ መንፈቅ ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ማይክሮ ፎን : ስሚንቶ ምጎዕዓዝ ብንብስወከፍ ዘፈር ስራሕ ዝተዋፈሩ ተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከጎዓዝን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 26, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 7, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንወረዳ ለዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ቀረብ እታወታትን ዕደጋ ፍርያት ሕርሻን አገልግሎት ዝዉዕሉ ናብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዘበናዊ ድኩዒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክጎዓዓዝ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ላዕላይ ማይጨዉጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ዉሽጢ ከተምኡ ዝስርሑ ናይ ፀፀር መንገዲ ስራሕቲ ከስርሕ ስለዝድለየ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ከም ሲኖትራክ :ሎደር :ግሪደር : ሩሎ : ሻወር ታርክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 25, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:መኪና ክራይማሽነሪ ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን