ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ን 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ደንቢ ክዳውንቲ /ዩኒፎርም/ ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 9, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብዝተፈላለዩ ሞያታት ኣብ ምስልጣን ከምዝርከብ ዝፍለጥ ኮይኑ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፤ ናይ ኤሌክትሪክ ኢንስታሌሽን መሳርሒታት፣ ፅሬት መሳርሒታት፣ ናይ ዝርገሐ ማይ መሳርሒ፤ ናይ ኮንስትራክሽን /ህንፃ/ መሳርሒታት፤ናይ ምግቢ /ሱፐር ማርኬት/ ቀረባት፣ ኮስሞቲክስን ፤ጨርቃ ጨርቅን መሳርሒታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣግበጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት፤ ምግቢ፤ ደንቢ ክዳን፤ ናይ መኪና መለዋጢ ኣቅሑት፤ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኣቅርቦት ምግቢ ናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ኣብ መቐለ ዩኒቨርስቲ ዓዲሓቂ ግቢ ንዝርከቡ ሰልጠንቲ1- ፅሩይ ማይ ናብ መቐለ ዩኒቨርስቲ ዓዲሓቂ ግቢ ንዝርከቡ ሰልጠንቲ ዘቅርቡ እና 2- ናይ ደብርብርሃን ኮበርታ ዝሐፅቡ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ከሕፅብ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምምሕዳር ናይ ስፌት መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
መባእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2011ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ማይ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ደንቢ ክዳን፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ዓቀን ዘለዎም ናይ ዋርድያ ክዳውንቲ ናይ ፅሬት ክዳውንቲ (Different size of complete work cloth for guards and complete dress for janitors) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ን2011 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ በቲ ዘርፊ ካብ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ካብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል አቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ፣ አቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ደንቢ ክዳን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ውቅሮ ግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት መሳርሒ ፣ ደንቢ ክዳን (ኣንሶላ ፍርናሽ ትርኣስን ሕሙማት ብጃማን) ካልኦትን ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን