ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ መኪና ጅፒኤስ ክገጥም ስለዝደለየ ተጫረቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሬድዮ መሳርሒ ኣቁሑት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ግራፊክስ ኮምፒተራት ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪ : ካሜራ : ናይሙባይ ግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 5, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ናይ እስቲድዩ ኣቅሑት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ስቲድዩ ኮንስትራክሽን ምስራሕን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 3, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ዲጂታል ካሜራን ዋይ ፋይ ራውተርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኢንተርኔት ንብረት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 12, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት ኣቅሑት :ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ መኪና ኣቅሑትን: ናይ ስልኪ ቆፎን መቀያየረን : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 4, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኤጀንሲ መራኸቢ ሓሩሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንቢሮ ገልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሬዲዮን ቴሌቭዥንን መሳርሕታት ሽቁሑት ብገልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ፈርኒቸር ኢምፖርትድ ፡ ናይ ኢንፎርሚሽን ኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ ኣቅሑት፡ ናይ ቢሮ ዋርዲ ሐለዋ ግልጋሎት ፡ መሳርሒ ፅሕፈት ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትስራሕቲ ሓለዋ
ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ውቕሮ ኣብ ባጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፀ ናይ መገጣጠሚ ትቦታትን መሳርሕታት ፅሕፈትን ፅሬትን ኤሌክትሮኒክስን ሞተር ፖርሽን ፤ ናይ ሞዴል 79 ቶዮታ መኪና ስፔር ፣ ስማንርት ፎን ሞባይል ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብረታ ኣወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ እተማልኡ ተወዳደርቲዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ