ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሳይከል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልመለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ንቲ ቤት መዘጋጃ ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ብበጀት ዓመት 2013ዓ/ም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣መለዋዋጢ ኣቅሑት መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ሃላቒ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ንክትሳተፉ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዘመን 2013ዓ/ም ንኣግኣዚ ዞፕሬሽን ህንፃ/ ቤት ፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ/ ናይ ፅሕፈትን ፅሬት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ናዉቲ ፅሬትን፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 18, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል : መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ኣይስቲን ፣ ኤሌክተሮኒክስን ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ናዉቲ ፈርኒቸር፣ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን ጎማ ፣ ከምኡ እዉን ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Shire Endassilaseጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ኣቅሑ ቢሮ፣ መኪና ዝፅገናሉ ጋራዥ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ዝፅግን በዓል ሙያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክዕድግን ክፀግንን ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Shire Endassilaseጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ወረዳ ራያ ዓዞቦ ቤት ፍርዲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ት/ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ን 2013 በጀት ዓመት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት