ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለዎ ሙሩፃት ዓሌት ኣላሕም ዝፈረየ ምህርቲ ፀባ ካብ 250-350 ሊትር ዝግመት በቢ ወርሑ ንውልቀ ሰባት ይኹን ማሕበራት ኣውትሶርስ / ንደገ ምሻጥ/ ንሰለስተ ዓመት በቢ ዓመቱ ዝሕደስ ብምሻጥ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡ
... ስዕቡ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፈርዲ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ወረዳታት ቤት ፍረዲን ከተማ መቐለ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክሽየጥ ስለ ዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዝራብዕ በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሸይጥ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይካልኦት ዝሽወጡ
ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሮክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋ፣ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ዘገልገለ ንብረታት ብዘለውሉ ኩነታት ንደቐቕትን ኣናእሽተይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይካልኦት ዝሽወጡ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ንመዳቀሊ እንስሳ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ዘራብዕ በዚ ዘሎ ምልክታ ጨረታ እዚ ኣቢሉ ክሽየጥ ሰለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይካልኦት ዝሽወጡ
ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ኣብ ቐፅሪ ግቢኡ ዝርከብ ኣብ 0.4 ሄ/ር ዝዓረፈ ጠቅላላ ሸምባቆ ብናይ ባዕሉ ጉልበት ዓፂዱ ንዝወስድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገለን ዝተሰባበረን አቅሑት ማለት ፈርኒቸራትን ኤለክትሮኒክስን ማለት ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ :ባትሪ: አሙኔም: ቆረቆሮታት/ረታመ/ ካልኦትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ትግራይ ኣብ ግልጋሎት ዝነበረ ሙሉእ ቆርቆሮ ብቁዕሪ ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ሓጪነመጭን ብኪሎ ብግልፂ ጨረታ ብምውድዳር ክሽይጥ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ