ኣካዳሚ ፖሊ ንተግባራዊ ትምህርቲ ግልጋሎት ይጥቀመሎም ዝነበሩ ናይ ዎርክ ሾፕ ኣቅሑ /ብረታ ብረት / ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፦ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ኣብ ከተማ መቀለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቐሪ ዝኾነ ቀፅሪ ግቢ ዝርከብ ባህር ዛፋ አሪቱ ክሸይጭ ይደሊ ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡ
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ነበለት ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ማለት እዉን ዝአረጉ ጋልቫናይዝድ ትቦታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ነበለትጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ጉሎ መከዳ ኣብ ወረድኡ ኣብ ወሰን ከተማ ፋፂ ዝርከብ ዝተጥሓነ ትርፍራፍ ፀፀር ማለት እዉን ጃሃያ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ፋፂጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ነበለት ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ወይድማ ዝአረጉ ጋልቫናይዝድ ጂ ዋን ትቦታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ነበለትጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ዋግዋጎ ትሬዲንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር መቐለ ኣብ ዝርከብ ዋግዋጎ ትራንስፎርመር ፋብ ከባቢ 350 በዝሒ ናይ ዘይቲ መትሓዚ ባዶ በርሚላት ንሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 12, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ቁርፅራፅ ቴንዲኖ ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 12, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዘገልገሉ ጣውላታትን ፣ ሓፃዊን ፣ ኣክሰሰሪን ክትሸጥ ሰለዝደለየት::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ