ኮምሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ቅነ ኢንቨስትመንት ኢሉ ኣብ ዝሰየሞ ቅንያት ኢንቨስትመንት ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ዝሳተፍሉ ባዛርን ኤግዚብሽ፤ ፓነል ምይይጥን ዑደትን ንምክያድ ኣብ 2018 ዓ.ም " ኢንቨስትመንት ንሕውየት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቅነ ኢንቨስትመንት ንምስላጥ ኣብ ምንቅስቓስ ስለዘሎ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ረቛሒታት ሰነድኩም (ፕሮፖዛልኩም) ብምቕራብ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 12, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኢቨንት ምዝግጃው
ኮምሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ቅነ ኢንቨስትመንት ኢሉ ኣብ ዝሰየሞ ቅንያት ኢንቨስትመንት ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ዝሳተፍሉ ባዛርን ኤግዚብሽ፤ ፓነል ምይይጥን ዑደትን ንምክያድ ኣብ 2018 ዓ.ም " ኢንቨስትመንት ንሕውየት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቅነ ኢንቨስትመንት ንምስላጥ ኣብ ምንቅስቓስ ስለዘሎ ኣብይ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ረቛሒታት ሰነድኩም (ፕሮፖዛልኩም) ብምቕራብ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኢቨንት ምዝግጃው
ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ጎማ ካብ ዋን ወሽ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ንምግዛእ ከምእዉን ኣብ ዳማሪያም ዝረከባ ዝዉገዳ መካይንን ሞተር ሳይክልን ሸይጡ ኮምሽን ክክፈል ዝክልእ ትካል ብምድብ አወዳዲሩ ክህብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ቢልቦርድ ስራሕቲ ኣብ ብዝተጠቐሳ ሳይት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ከስርሕ ይድሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ 5, 2017 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ
ምክባር ቀዳማይ 1ይ ዓመት ሓፈሻዊ ጉባኤ ዕቋርን ልቃሕን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰራታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ሳባውያን ንዕለት 25/12/2017ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 2፡00 ንጉሆ ኣብ ከተማ ሽረ ገባር ሆቴል ኣዳራሽ ብድምቀት ስለ ዝካየድ ነዚ ድሙቅ ጉባኤ ንምክያድ ፃዊዒት ኣኬባ ንምጉዋሕን እታ ማሕበር ሽም ንምፍላጥ ንፕሮሞተራት ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሎጎ ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 12, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ግራፊክስ ዲዛይን
... ፀደ ህፃናት ዝስኣለ ስእልታ ኣጫሪቱ ንምስራሕ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 16, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ግራፊክስ ዲዛይን
... ጥፉ ብኩነት ምድላውን (Even Organizing) ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ዝሓሸ ልምድን ዓቕምን ዘለዎምን ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 2, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኢቨንት ምዝግጃው
ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ንናይ ሎጎን ፅሕፈት መሳርሕን ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክነስርሕን ክንገዝእን ንደሊ ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 21, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትግራፊክስ ዲዛይን
ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ቤት ምኸሪ ዘፈር ማሕበራት መቐለን ብሓባር ንዘካይደኦ ባዛርን ኤግዜብሽንን “ሰላም ፋሲካ ኤክስፖ 2017 /ሰላም ንውሑስ ምስፍሕፋሕ ንግዲ 2017/ ብዝብል ቴማ ካብ 05 ክሳብ 19 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ብሽም ቻምበራት መቐለ ዓርሱ ክኢሉ በይኑ ኤግዚብሽንን ባዛርን ከካይድ ዝኸእል /Outsource ገይሩ/ ከወዳድር ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 29, 2017 08:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኢቨንት ምዝግጃውማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት