ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ኣብ ቀፅሪ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ኣብ ስራሕ ዝነበሩ ዝ/ዩ ቱቦታት ማይ ብሓራጅ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 17, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራማጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ሓራጅ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያ ማይ ካድራ ፍሉይ ቦታ ሕርሻ ባኒቲዎት ሕርሻ ሜኬናይዜሽን ከባቢ ዝርከብ ፀፀር 02 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 20, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቃፍታ ሑመራጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ሓደሽቲ ናይ ሚስቲቡሽ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ሳባ እምነበረድ ሓ.ዝ.ው.ማሕበር ኣብ ውሽጢ ንዝርከብ ንዝ/ዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ሓደሽቲ መቀያየሪ ኣቅሑ ከም ናይ ካማዝ፣ ናይ ኮምፕረሰር፣ ናይ ማርቸዲስ 1924 ፣ ናይ ቶዮታ፣ ዶዘር ጨማ ፣ ናይ ቦብ ካት ዝበሉ መቀያየሪ ኣቅሑ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 10, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ዘኣረጉን ንብረታት /ኣቅሑ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 11, 2011 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ካብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈት /ኣብያተ ዕዮ/ መንግስቲ ዘገልገላ ዝነበራ ወይ ግልጋሎት ዝሃባ ዝነበራ ኤሌክትሮኒክስ ንኮምፒዩተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ደጎዓ ተምቤን ጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከላዎትን ማኑፋከቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ንዝ/የ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ቁርፅራፅ፣ ሓፂን ጣውላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንሸይጥ ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ማይጨዉ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ዘለዎ ናይ ፅሕዲ ሃፍቲ ብምጥቃም ዝ/የ ዓቐን ዘለዎም ጣውላታትን ሞራሌታትን ኣብ ምፍራይ ይርከብ፡፡ በዚ መሰረት ናይ ውሽጢ ዓዲ ትሕቲ ክልተ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎም ዝ/የ ስፍሓት ጣውላታት ኣብ መክዘን ብበዝሒ ስለዘለና ንምዕዳግ እትደልዩ ነጋ ክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድም፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዝ/የ ቤት ትምህርቲን ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈትን ኣብ ክ/ከተምኡ ዝርከቡ ዝ/ዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂንን ዝበለ ናይ ተምሃሮ ዴስክን ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ሰፔራትን ኣብ ዝ/የ ብርኪ ንዘለው ኣብቲ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደኣንት /ሕ/ሽ/ማሕበራት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 3, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ