ማእከል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝዉዕል ዉፅኢት ባልትና ብግልፂ ኣጫሪቱ ክዕድገ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ
ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል ኣቤዛ ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ
ወ/ወ/ኣበረገለ ግብራ ሃይሊ ድርቂ ኮሜቴ ካብ ናይ 2016ዓ/ም ብሓገዝ ዝተረኸበ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዑፉን /ምሸላ ባሕሪ/ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ
እኖታት ንእኖታት ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ኣብ ሓሙሽተ ጣብያታት ማለት እዉን ኣብ መቻረ: ካራ :ቤሩ: ወረ ባዩ ከምእዉን ኩኩፍቶ ዝርከብ 210 መራሕቲ ስድራ ነንሕድሕዱ ከባቢ 15 ንመፍረ ዝኮና ደርሆ ማለት እዉን ንሰለስተ ወርሒ ዝከዉን ቀለብ /መኖ/ ገዚኡ ሐገዘ ክገብር ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ/ ዓዉድ ስራሕ ዝተመስከረሉም ነጋዶ መቅረብቲ ክትጫረቱ እትደልዩ በቶም ኣብ ታሕቲ ዘተርዚሮም ዘለዉ ረቆሒታት ብምምላእ ክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይኣቅርቦት ምግቢ
መንበሪ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋሀዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ኮሚቴ ህፁፅ ሐገዘ ብድርቂ ንዝተጠቀዑ ወገናትና ሐገዝ ዝዉዕል ማሽላ ባሕሪን /ዕፉን 1ይ ደረጃ : ክክዕ 1ይ ደረጃ : ዘይቲን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ
ማ/ተ/ሰትግራይ ኩሓ መለስ ካምፓስ ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝውዕል ኣሰበዛን ውጺኢት ባልትናን ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ
ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ዘይቲ፡ሽኮርን ዓተር ክክዕን ዝተፈላለዩ ናይ መሸንሪ መለዋወጥን ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኣቅርቦት ምግቢ
ማሕበር ኣክሲዩን ኢንዳስትሪ ሉስሉሳት መስተ ሞሓ ኣብ ኣዲስ አበባ ንዝርከቡ ሰለስተ ፋብሪካታት ክምእዉን ኣብ ሃዋሳ :መቐለን ደሴን ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት ናይ ምግብን መስትን አገልግሎት ከቅርቡ ንዝክእሉ ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሓሪ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 09:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ ካፌን ሬስትራንትን
ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን አብ ፖሊስ ዘሎ ስርናይን ክክፅን ብግልፂ ጨረታ ንክንሽጥ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ክወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ፉርስካ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንኣቅርቦት ምግቢ