ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ን ካፒታል በጀት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ንህንፃ ቢሮ ገዛዉቲ መሳርሒ ዝዉዕል ንብረታት ከምኡ እዉን ንተሃነፅቲ ሕጊ ፍርናሽ ምንፃፍ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ፍራሽ ትርኣስ ኮቦርታ ኣንሶላ ምንፃፍ ፣ ናይ ስፖርት ናዉቲ፣ ናይ መኪና መጋያየፂ ፣ ናይ ቆልዑ መፃወቲ ፣ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ክራይ መካይንን፣ ስፖንጅ ፍርናሽን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ካብ በጀት 2012ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ፍርናሽ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ፣ ናይ መኪና ጎማ፣ ኣልባሳት ፣ ስፖንጅ፣ ፍርናሽ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝምልክተኩም ኣካላት ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል እስፖንጅን ናይ ተሃነፅቲ ኣባላት ዝዉዕል መድሓኒት ዝዉዕል ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ማእከል ህንፀት ዉቅሮ ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም መሳርሒ ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ ፣ ቀላሚጦስ ፣ ቀለብ እንስሳ ፣መሳርሒ ፅሬት ፣ ሑፃን ፀፀርን፣ መደቀሲ ተሃነፅቲ ፍርናሽን ፣ ተሃናፅቲ ዝምገብ ዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንካፌን ሬስትራንትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ሲዒቡ ዝተዘርዘረ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ 1 መሳርሒ ፅሕፈት 2 መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ 3 መሳርሒ ሕትመት 4 መሳርሒ እስፔር መኪና 5 መ ሳርሒ እስፔር ሞተር 6 መድሓኒት እንስሳ 7 መ ሳርሒ ዕጥቂ ስፖርት 8 ኣቁሑት ፅሬት 9 ኣንሶላን ፍርናሽን 10 መሳርሒ ኬሚካል ላብራቶሪ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ጨርቃ ጨርቅን ፍርናሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ካሜራ ባትሪን ባይንደርን፣ ኣንሶላን ኮበርታን ናይ ኤመሓት ሎጎ ዘለዎም ካልኦት ጃኬታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን