ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ ULGDP ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ ስለዚዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ካብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል አቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ፣ አቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ደንቢ ክዳን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ክልል ትግራይ ላፕቶፕ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ንክተወዳደሩ ንዕድም። ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም። ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ምድብ 1 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ምድብ 2 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ምድብ 3 ክራይ ዶዘር መኪና ፣ ምድብ 4 ፅገና መኪና ፣ በቢዘፈሩ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ተሽከርካሪማሽነሪ ክራይ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ምድብ 1- ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ላፕቶፕ፣ ዲስክ ኮምፒዩተር ፣ ምድብ 2 ናይ ምርምር መሳርሒ ኣቅሑት (poultry Equipment) ፣ ጀነሬተር በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሒታት ብምምላእ ተታሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 10:59 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቶታል ስቴሽን ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋደ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ንሓረስቶት ዝዕደል ሶላር መብራህቲ፣ ኣቅሑት ቢሮን መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ማይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ህንፃ መሳርሒ: ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ቤተ ንባብ : ስፖርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት